-
ዘዳግም 29:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 “ናይ መጻኢ ወለዶ ደቅኹምን ካብ ርሑቕ ሃገር ዝመጸ ጓናን ነቲ መዓት እታ ምድሪ እቲኣ፡ እቲ የሆዋ ኣብኣ ዜምጽኦ ሕማማት ምስ ረኣዩ፡—
-
-
ዘዳግም 29:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ንሳቶምን ኵሎም ኣህዛብን፡ ‘ስለምንታይ እዩ የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኸምዚ ዝገበራ፧+ ስለምንታይከ እዩ እዚ ዓብዪ ቝጥዓኡ ዝነደደ፧’ ኪብሉ እዮም።
-