-
ኢሳይያስ 54:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ሕፍረት ንእስነትኪ ኽትርስዒ፡
ውርደት ምብልውናኺ ኸኣ ደጊም ኣይክትዝክርን ኢኺ።”
-
-
ሚክያስ 7:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ኣቲ ጸላኢተይ፡ ብኣይ ኣይትተሓጐሲ።
ዋላ እኳ እንተ ወደቕኩ፡ ክትንስእ እየ፣
ኣብ ጸልማት እኳ እንተ ተቐመጥኩ፡ የሆዋ ብርሃነይ ኪኸውን እዩ።
-
-
ጸፎንያስ 3:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ኣብ ኵሉ ምድሪ ሕፍረቶም፡
ንውዳሰን ንስምን ክገብሮም እየ።
-