ህዝቅኤል 34:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ኣነ የሆዋ ኣምላኾም ክኸውን፡+ ጊልያይ ዳዊት ድማ ኣብ መንጎኦም ሹም ኪኸውን እዩ።+ ኣነ የሆዋ ተዛሪበ ኣለኹ። ሉቃስ 1:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡+ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣+ የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣+