2 ሳሙኤል 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+ 2 ሳሙኤል 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን+ ምስ ኣቦታትካ ምስ ደቀስካን፡ ብድሕሬኻ ኻብ ከርስኻ ዚወጽእ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣ ነታ መንግስቱ እውን ከጽንዓ እየ።+ መዝሙር 132:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሆዋ ንዳዊት ምሒሉሉ እዩ፣ብርግጽ ድማ ቃሉ ኣይኪዓጽፍን እዩ። እወ፡ “ሓደ ኻብ ዘርእኻ፡*ኣብ ዝፋንካ ኸንብር እየ።+ ኢሳይያስ 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብፍትሕን+ ብጽድቅን+ካብ ሕጂ ንዘለኣለምምእንቲ ኺስርታን ኬጽንዓን፡+ኣብ ዝፋን ዳዊትን+ ኣብ መንግስቱንሲ፡ንዕቤት ግዝኣቱንንሰላሙን መወዳእታ ኣይኪህልዎን እዩ።+ ቅንኣት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ነዚ ኺገብሮ እዩ። ኢሳይያስ 11:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ካብ ጕርማጽ እሴይ፡+ ውልዶ ኺበቍል፡+ካብ ሱሩ ዝወጸ ብቋል+ ድማ ፍረ ኼፍሪ እዩ። ኢሳይያስ 11:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ሱር እሴይ፡+ ሰንደቕ ዕላማ ህዝብታት ኰይኑ ኪቐውም እዩ።+ ኣህዛብ መምርሒ ደልዮም ናብኡ ኼብሉ እዮም፣*+መዕረፊኡ ድማ ክቡር ኪኸውን እዩ። ኤርምያስ 23:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+ ማቴዎስ 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 መጽሓፍ ታሪኽ* የሱስ ክርስቶስ* ወዲ ዳዊት፡+ ወዲ ኣብርሃም፦+
8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+
7 ብፍትሕን+ ብጽድቅን+ካብ ሕጂ ንዘለኣለምምእንቲ ኺስርታን ኬጽንዓን፡+ኣብ ዝፋን ዳዊትን+ ኣብ መንግስቱንሲ፡ንዕቤት ግዝኣቱንንሰላሙን መወዳእታ ኣይኪህልዎን እዩ።+ ቅንኣት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ነዚ ኺገብሮ እዩ።
10 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ሱር እሴይ፡+ ሰንደቕ ዕላማ ህዝብታት ኰይኑ ኪቐውም እዩ።+ ኣህዛብ መምርሒ ደልዮም ናብኡ ኼብሉ እዮም፣*+መዕረፊኡ ድማ ክቡር ኪኸውን እዩ።
5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+