ዘሁልቍ 34:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ኣዝዞም፦ ‘ናብ ምድሪ ከነኣን ምስ ኣቶኹም፡+ ወሰናት እታ ርስቲ ዀይና እትውሃበኩም ምድሪ፡ ማለት ምድሪ ከነኣን፡ እዚ እዩ።+ ዘሁልቍ 34:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “‘ምዕራባዊ ዶብኩም እቲ ዓብዪ ባሕርን* ገማግሙን ይኹን። ምዕራባዊ ዶብኩም እዚ ይኹን።+