ኤርምያስ 23:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ነብይን ካህንንሲ ተበኪሎም* ኣለዉ።+ ኣብ ቤተይ እኳ እከዮም እረክብ ኣለኹ”+ ይብል የሆዋ። ህዝቅኤል 22:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ካህናታ ንሕገይ ይጥሕሱ፡+ ንመቕደሰይ ከኣ የርክሱ ኣለዉ።+ ኣብ መንጎ ቕዱስን ተራን ኣይፈልዩን፣+ ርኹስን ንጹህን እንታይ ምዃኑ ድማ ኣየፍልጡን፣+ ሰናብተይ ምሕላው ከኣ ኣብዮም፣ ኣነ እውን ኣብ መንጎኦም ረኺሰ ኣለኹ።
26 ካህናታ ንሕገይ ይጥሕሱ፡+ ንመቕደሰይ ከኣ የርክሱ ኣለዉ።+ ኣብ መንጎ ቕዱስን ተራን ኣይፈልዩን፣+ ርኹስን ንጹህን እንታይ ምዃኑ ድማ ኣየፍልጡን፣+ ሰናብተይ ምሕላው ከኣ ኣብዮም፣ ኣነ እውን ኣብ መንጎኦም ረኺሰ ኣለኹ።