ዘጸኣት 20:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማያት ካብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ማያት ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ጽሩብ ምስልን ስእልን ዘበለ ንዓኻ ኣይትግበር።+ 5 ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ።+ ከመይሲ፡ ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ ንበይነይ ተወፋይነት ዝደሊ፡+ ንዚጸልኡኒ ስሕተት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ወለዶን ክሳዕ ራብዓይ ወለዶን ዝቐጽዕ ኣምላኽ እየ።
4 “ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማያት ካብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ማያት ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ጽሩብ ምስልን ስእልን ዘበለ ንዓኻ ኣይትግበር።+ 5 ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ።+ ከመይሲ፡ ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ ንበይነይ ተወፋይነት ዝደሊ፡+ ንዚጸልኡኒ ስሕተት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ወለዶን ክሳዕ ራብዓይ ወለዶን ዝቐጽዕ ኣምላኽ እየ።