ዳንኤል 10:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንሱ ኸኣ ከምዚ በለኒ፦ “ኦ ዳንኤል፡ ኣታ ኣዚኻ እተፈቶኻ* ሰብ፡+ ነቲ ኣነ ዝዛረበካ ቓላት ኣቕልበሉ። ሕጂ፡ ናባኻ ተላኢኸ እየ እሞ፡ ኣብ ቦታኻ ደው በል።” እዚ ምስ በለኒ፡ ራዕራዕ እናበልኩ ደው በልኩ።
11 ንሱ ኸኣ ከምዚ በለኒ፦ “ኦ ዳንኤል፡ ኣታ ኣዚኻ እተፈቶኻ* ሰብ፡+ ነቲ ኣነ ዝዛረበካ ቓላት ኣቕልበሉ። ሕጂ፡ ናባኻ ተላኢኸ እየ እሞ፡ ኣብ ቦታኻ ደው በል።” እዚ ምስ በለኒ፡ ራዕራዕ እናበልኩ ደው በልኩ።