ዘጸኣት 4:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ሽዑ፡ እቲ ህዝቢ ኣመነ።+ የሆዋ ንእስራኤላውያን ቈላሕታ ኸም ዝገበረሎምን+ ጸበባኦም ከም ዝረኣየን+ ምስ ሰምዑ፡ ፍግም ኢሎም ሰገዱ። ዘጸኣት 6:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ህዝበይ ክትኰኑ ድማ ክወስደኩም እየ፣ ኣነ ኸኣ ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።+ ኣነ ኻብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጺ ዘውጽኣኩም የሆዋ ኣምላኽኩም ምዃነይ ድማ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም። 8 ናብታ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ዝመሓልኩሎም* ምድሪ ኸእትወኩም እየ፣ ንዓኻትኩም ድማ ርስቲ ገይረ ኽህበኩም እየ።+ ኣነ የሆዋ እየ።’”+
7 ህዝበይ ክትኰኑ ድማ ክወስደኩም እየ፣ ኣነ ኸኣ ኣምላኽኩም ክኸውን እየ።+ ኣነ ኻብ ትሕቲ ብርቱዕ ሽቕለት* ግብጺ ዘውጽኣኩም የሆዋ ኣምላኽኩም ምዃነይ ድማ ብርግጽ ክትፈልጡ ኢኹም። 8 ናብታ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ዝመሓልኩሎም* ምድሪ ኸእትወኩም እየ፣ ንዓኻትኩም ድማ ርስቲ ገይረ ኽህበኩም እየ።+ ኣነ የሆዋ እየ።’”+