-
ኤርምያስ 52:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 እቶም ሰራዊት ከለዳውያን ግና፡ ንንጉስ ሰዓብዎ፣ ንጼዴቅያስ እውን ኣብ ጐልጐል ምድረ በዳ ያሪኮ ኣርከብዎ፣+ ኵሉ ሰራዊቱ ድማ ካብ ጐድኑ ፋሕ በለ።