እያሱ 24:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “እምበኣር፡ ንየሆዋ ፍርህዎ፡ ብንጽህናን* ብተኣማንነትን* ከኣ ኣገልግልዎ፣+ ኣቦታትኩም ኣብ ስግር እቲ ፈለግን* ኣብ ግብጽን ዘገልገልዎም ኣማልኽቲ ኣርሒቕኩም ድማ፡+ ንየሆዋ ኣገልግልዎ።
14 “እምበኣር፡ ንየሆዋ ፍርህዎ፡ ብንጽህናን* ብተኣማንነትን* ከኣ ኣገልግልዎ፣+ ኣቦታትኩም ኣብ ስግር እቲ ፈለግን* ኣብ ግብጽን ዘገልገልዎም ኣማልኽቲ ኣርሒቕኩም ድማ፡+ ንየሆዋ ኣገልግልዎ።