ኤርምያስ 5:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኦ የሆዋ፡ ኣዒንትኻ ንተኣማንነት ደይኰናን ዚደልያ፧+ ንስኻ ወቒዕካዮም፣ ግናኸ ኣየሕመሞምን።* ኣጽኒትካዮም፣ ተግሳጽ ምቕባል ግና ኣብዮም።+ ገጾም ካብ ከውሒ ዚተርር ገይሮም፣+ምምላስ እውን ኣብዮም።+ ኤርምያስ 6:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 መናፍሕ ሓሪሩ ኣሎ። ካብ ሓዎም ዓረር ወጺኡ። ብኸንቱ ንምጽራይ ኣበርቲዕካ ተጻዒሩ፣+እቶም ክፉኣት ከኣ ኣይተፈልዩን።+
3 ኦ የሆዋ፡ ኣዒንትኻ ንተኣማንነት ደይኰናን ዚደልያ፧+ ንስኻ ወቒዕካዮም፣ ግናኸ ኣየሕመሞምን።* ኣጽኒትካዮም፣ ተግሳጽ ምቕባል ግና ኣብዮም።+ ገጾም ካብ ከውሒ ዚተርር ገይሮም፣+ምምላስ እውን ኣብዮም።+