2 ሳሙኤል 12:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ዮኣብ ከኣ ንራባ+ ናይ ዓሞናውያን+ ተዋግኣ፣ ነታ ኸተማ ንጉስ* ድማ ሓዛ።+ ህዝቅኤል 21:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 እታ ሰይፊ ናብ ራባ+ ናይ ዓሞናውያን እትመጸሉ ሓደ መገዲ ግበር፣ ናብ እተዓርደት የሩሳሌም፡+ ናብ ይሁዳ እትመጸሉ ድማ ካልእ መገዲ ግበር።