12 “ንድሕሪት ተመሊስኩም ናብዞም ካብዞም ኣህዛብ ምሳኻትኩም ዝተረፉ እንተ ለጊብኩም እሞ፡+ ምሳታቶም እንተ ተዋሲብኩምን+ እንተ ሓቢርኩምን ንሳቶም እውን እንተ ሓቢሮምኹምን ግና፡ 13 የሆዋ ኣምላኽኩም ነዞም ኣህዛብ ከም ዘይሰጕጐልኩም ብርግጽ ፍለጡ።+ ካብዛ የሆዋ ኣምላኽኩም ዝሃበኩም ጽብቕቲ ምድሪ ኽሳዕ እትጠፍኡ ድማ፡ ንዓኻትኩም መጻወድያን መፈንጠራን፡ ንጐድንኹም መግረፊ፡+ ንኣዒንትኹም ከኣ እሾዅ ኪዀኑኹም እዮም።