መዝሙር 115:4-7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮምብሩርን ወርቅን እዮም።+ 5 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣ 6 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣ኣፍንጫ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣየጫንዉን፣ 7 ኣእዳው ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይድህስሱን፣ኣእጋር ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይከዱን፣+ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድህዩን።+ ኢሳይያስ 46:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ወርቂ ኻብ ማሕፉዳኦም ዜንበሽብሹ ኣለዉ፣ብሩር ድማ ብሚዛን ይመዝኑ። ኣንጠረኛ ይቘጽሩ እሞ፡ ንሱ እውን ንዕኡ ኣምላኽ ይገብሮ።+ ድሕሪኡ፡ ንሳቶም ኣብ ቅድሚኡ ይድፍኡ፡ እወ፡ ይሰግዱሉ።+ 7 ናብ መንኵቦም የልዕልዎ፣+ጾይሮም ኣብ ቦታኡ የንብርዎ፡ ኣብኡ ኸኣ ይቐውም። ካብ ቦታኡ ኣይንቀሳቐስን።+ ናብኡ ይምህለሉ፡ ግናኸ ኣይምልሰሎምን፣ንሓደ እኳ ኻብ ጭንቂ ኼናግፍ ኣይክእልን እዩ።+
4 ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮምብሩርን ወርቅን እዮም።+ 5 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣ 6 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣ኣፍንጫ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣየጫንዉን፣ 7 ኣእዳው ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይድህስሱን፣ኣእጋር ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይከዱን፣+ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድህዩን።+
6 ወርቂ ኻብ ማሕፉዳኦም ዜንበሽብሹ ኣለዉ፣ብሩር ድማ ብሚዛን ይመዝኑ። ኣንጠረኛ ይቘጽሩ እሞ፡ ንሱ እውን ንዕኡ ኣምላኽ ይገብሮ።+ ድሕሪኡ፡ ንሳቶም ኣብ ቅድሚኡ ይድፍኡ፡ እወ፡ ይሰግዱሉ።+ 7 ናብ መንኵቦም የልዕልዎ፣+ጾይሮም ኣብ ቦታኡ የንብርዎ፡ ኣብኡ ኸኣ ይቐውም። ካብ ቦታኡ ኣይንቀሳቐስን።+ ናብኡ ይምህለሉ፡ ግናኸ ኣይምልሰሎምን፣ንሓደ እኳ ኻብ ጭንቂ ኼናግፍ ኣይክእልን እዩ።+