ኢሳይያስ 53:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ብምኽንያት ግትኣትን* ፍርድን ተወሲዱ፣ካብ ምድሪ ህያዋን ተቘሪጹ* እዩ እሞ፡+ንናይ ወለዶኡ ዝርዝርከ* መን ኪሓስቦ እዩ፧ ብምኽንያት ኣበሳ ህዝበይ ተወቒዑ።*+ ኢሳይያስ 53:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+ ማቴዎስ 26:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ድሕሪ ኽልተ መዓልቲ ፋስጋ ምዃኑ ትፈልጡ ኢኹም፣+ ወዲ ሰብ ድማ ኪስቀል ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ” በሎም።+ ሉቃስ 24:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ክርስቶስ እዚ መከራ እዚ ኺጸግብን+ ናብ ክብሩ ኺኣቱን+ ናይ ግዲ ደይኰነን፧” በሎም። 1 ቈረንቶስ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ እተቐበልክዎስ፡ ቅድሚ ዅሉ ኣመሓላሊፈልኩም እየ፣ ማለት ከምቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ዚብሎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞይቱ እዩ፣+
8 ብምኽንያት ግትኣትን* ፍርድን ተወሲዱ፣ካብ ምድሪ ህያዋን ተቘሪጹ* እዩ እሞ፡+ንናይ ወለዶኡ ዝርዝርከ* መን ኪሓስቦ እዩ፧ ብምኽንያት ኣበሳ ህዝበይ ተወቒዑ።*+
12 ስለዚ፡ ህይወቱ* ንሞት ወፍይዋ፡+ምስ ኣበስቲ ድማ ተቘጺሩ እዩ እሞ፡+ኣብ መንጎ ብዙሓት፡ ግዲኡ ኽምድበሉ እየ፣ምስ ብርቱዓት ከኣ ምርኮ ኺማቐል እዩ፣ሓጢኣት ብዙሓት ተሰኪሙ፣+ንኣበስቲ ድማ ለሚኑሎም።+