ዳንኤል 9:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ካብቲ የሩሳሌም ክትሕደስን ዳግም ክትህነጽን ዚብል ቃል ዚወጸሉ ኣትሒዙ+ ኽሳዕ እቲ መሲሕ፡*+ እቲ መራሒ፡+ 7 ሰሙን፡ ድማ 62 ሰሙን ኪኸውን ምዃኑ ፍለጥን ተረዳእን።+ ንሳ ኸኣ ግዜ ጭንቂ ኽነሱ፡ ምስ ኣደባባይን ቀጽረ ማይን፡ ክትሕደስን ዳግም ክትህነጽን እያ። ዮሃንስ 1:45 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 ፊልጶስ ንናትናኤል+ ረኸቦ እሞ፡ “እቲ ሙሴ ኣብ ሕጊ ዝጸሓፈሉ፡ ነብያት እውን ዝጸሓፉሉ፡ የሱስ ወዲ ዮሴፍ+ ብዓል ናዝሬት ረኺብናዮ” በሎ። ዮሃንስ 1:49 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 49 ናትናኤል ድማ፡ “መምህር፡* ንስኻ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ፣ ንስኻ ንጉስ እስራኤል ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።+
25 ካብቲ የሩሳሌም ክትሕደስን ዳግም ክትህነጽን ዚብል ቃል ዚወጸሉ ኣትሒዙ+ ኽሳዕ እቲ መሲሕ፡*+ እቲ መራሒ፡+ 7 ሰሙን፡ ድማ 62 ሰሙን ኪኸውን ምዃኑ ፍለጥን ተረዳእን።+ ንሳ ኸኣ ግዜ ጭንቂ ኽነሱ፡ ምስ ኣደባባይን ቀጽረ ማይን፡ ክትሕደስን ዳግም ክትህነጽን እያ።