ዳንኤል 4:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “ኣብ መወዳእታ እቲ ግዜ እቲ፡+ ኣነ ነቡካድነጻር ናብ ሰማያት ጠመትኩ፣ ኣእምሮይ ድማ ተመልሰለይ። ግዝኣቱ ዘለኣለማዊ ግዝኣት፡ መንግስቱ እውን ንውሉድ ወለዶ እዩ እሞ፡ ነቲ ልዑል ወደስክዎ፣ ነቲ ንዘለኣለም ህያው ዝዀነ እውን ውዳሰን ክብርን ሃብክዎ።+ ሉቃስ 1:31-33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እንሆ ድማ፡ ክትጠንሲ፡ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣+ ስሙ ኸኣ የሱስ ክትብልዮ ኢኺ።+ 32 ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡+ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣+ የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣+ 33 ንሱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ቤት ያእቆብ ንዘለኣለም ኪነግስ እዩ፣ መንግስቱ እውን መወዳእታ የብላን” በላ።+
34 “ኣብ መወዳእታ እቲ ግዜ እቲ፡+ ኣነ ነቡካድነጻር ናብ ሰማያት ጠመትኩ፣ ኣእምሮይ ድማ ተመልሰለይ። ግዝኣቱ ዘለኣለማዊ ግዝኣት፡ መንግስቱ እውን ንውሉድ ወለዶ እዩ እሞ፡ ነቲ ልዑል ወደስክዎ፣ ነቲ ንዘለኣለም ህያው ዝዀነ እውን ውዳሰን ክብርን ሃብክዎ።+
31 እንሆ ድማ፡ ክትጠንሲ፡ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣+ ስሙ ኸኣ የሱስ ክትብልዮ ኢኺ።+ 32 ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡+ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣+ የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ዝፋን ኣቦኡ ዳዊት ኪህቦ እዩ፣+ 33 ንሱ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ቤት ያእቆብ ንዘለኣለም ኪነግስ እዩ፣ መንግስቱ እውን መወዳእታ የብላን” በላ።+