ሆሴእ 5:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣብ ጊብዓ መለኸት ቀርኒ፡+ ኣብ ራማ መለኸት ንፍሑ!+ ኣብ ቤት-ኣዌን+ ጭድርታ ውግእ ጨድሩ፡—ኣታ ብንያም፡ ድሕሬኻ!