ሆሴእ 8:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “መለኸት ኣብ ኣፍካ ግበር!+ ኪዳነይ ኣፍሪሶም፡+ ሕገይ እውን ጥሒሶም እዮም እሞ፡+ጸላኢ ኸም ንስሪ ኣንጻር ቤት የሆዋ ይመጽእ ኣሎ።+