ኢሳይያስ 63:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብ ኵሉ ጭንቆም ጨነቖ።+ ናቱ ልኡኽ* ከኣ ኣድሓኖም።+ ብፍቕሩን ብርሕራሐኡን ተበጀዎም።+ ኣብ ኵሉ ናይ ጥንቲ ዘመን ድማ ኣልዒሉ ጾሮም።+