-
ዘዳግም 16:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ብህይወት ምእንቲ ኽትነብርን ነታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ምድሪ ምእንቲ ኽትርስተያን፡ ፍትሒ፡ እወ፡ ፍትሒ ስዓብ።+
-
-
ሚክያስ 6:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ኣታ ሰብ፡ ንሱ ጽቡቕ ዘበለ ነጊሩካ ኣሎ።
የሆዋስ ካባኻ እንታይ እዩ ዚደሊ፧
-