ኣሞጽ 8:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ከምዚ ድማ ትብሉ፦ ‘ኤፋ* እናኣንኣስና፡ሲቃል* እናወሰኽና፡ብዜታልል ሚዛንና እናኣደናገርና፡+እኽልና ኽንሸይጥሲ፡ በዓል ሰርቂ ወርሒ መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧+ እኽሊ ንመሸጣ ኸነቕርብሲ፡ ሰንበት መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧+ 6 በዚ ኸምዚ፡ ንስኡናት ብብሩር፡ንድኻ ብጽምዲ ሳእኒ ኽንዕድግ፡+ነቲ ጕርዲ ኸኣ ክንሸይጥ ኢና።’ ሚክያስ 2:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እቶም ጕድኣት ዚሓስቡ፡ኣብ ዓራቶም እከይ ዚኣልሙ፡ ወይለኦም! ኣብ ኢዶም ሓይሊ ኣሎ እሞ፡ንግሆ ምስ በርሀ፡ ይገብርዎ።+ 2 ግራውቲ ይምነዩ፡ ይምንዝዕዎ ኸኣ፣+ኣባይቲ እውን ይምነዩ፡ ይወስድዎ ድማ፣ንሰብኣይ ዓሚጾም ቤቱ የግድፍዎ፣+ንሰብ እውን ርስቱ የሕድግዎ።
5 ከምዚ ድማ ትብሉ፦ ‘ኤፋ* እናኣንኣስና፡ሲቃል* እናወሰኽና፡ብዜታልል ሚዛንና እናኣደናገርና፡+እኽልና ኽንሸይጥሲ፡ በዓል ሰርቂ ወርሒ መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧+ እኽሊ ንመሸጣ ኸነቕርብሲ፡ ሰንበት መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧+ 6 በዚ ኸምዚ፡ ንስኡናት ብብሩር፡ንድኻ ብጽምዲ ሳእኒ ኽንዕድግ፡+ነቲ ጕርዲ ኸኣ ክንሸይጥ ኢና።’
2 “እቶም ጕድኣት ዚሓስቡ፡ኣብ ዓራቶም እከይ ዚኣልሙ፡ ወይለኦም! ኣብ ኢዶም ሓይሊ ኣሎ እሞ፡ንግሆ ምስ በርሀ፡ ይገብርዎ።+ 2 ግራውቲ ይምነዩ፡ ይምንዝዕዎ ኸኣ፣+ኣባይቲ እውን ይምነዩ፡ ይወስድዎ ድማ፣ንሰብኣይ ዓሚጾም ቤቱ የግድፍዎ፣+ንሰብ እውን ርስቱ የሕድግዎ።