-
ኤርምያስ 22:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ‘ኣዒንትኻን ልብኻን ግና ኣብቲ ዘይግቡእ ረብሓኻ፡
ኣብ ምፍሳስ ደም ንጹህ፡
ኣብ ምዕማጽን ኣብ ምዝማትን ዘተኰረ እዩ።’
-
-
ህዝቅኤል 22:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 እቶም ህዝቢ እታ ምድሪ ዓሚጾምን ዘሚቶምን እዮም፣+ ንስኡንን ንድኻን ይገፍዑ፡ ንጓና ይዕምጽዎ፡ ፍትሒ እውን ይኸልእዎ።’
-