ኢሳይያስ 54:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኵሎም ደቅኺ ብየሆዋ ኺምሃሩ እዮም፣+ሰላም ደቅኺ እውን ብዙሕ ኪኸውን እዩ።+ ኤርምያስ 24:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡኒ ኸኣ ልቢ ኽህቦም እየ።+ ብዅሉ ልቦም ናባይ ኪምለሱ እዮም እሞ፡+ ንሳቶም ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ እውን ኣምላኾም ክኸውን እየ።+ ኤርምያስ 31:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ ‘ንየሆዋ ፍለጦ’+ ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ” ይብል የሆዋ። “ከመይሲ፡ ስሕተቶም ይቕረ ኽብል፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።”+
7 ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡኒ ኸኣ ልቢ ኽህቦም እየ።+ ብዅሉ ልቦም ናባይ ኪምለሱ እዮም እሞ፡+ ንሳቶም ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ እውን ኣምላኾም ክኸውን እየ።+
34 “ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ ‘ንየሆዋ ፍለጦ’+ ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ” ይብል የሆዋ። “ከመይሲ፡ ስሕተቶም ይቕረ ኽብል፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።”+