ሚክያስ 6:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ጕዳይ የሆዋስ ምስ ህዝቡ እዩ፡ኣንጻር እስራኤል ከኣ ኪማጐት እዩ እሞ፡+ኣቱም ኣኽራን፡ ኣቱም ጽኑዕ መሰረታት ምድሪ፡ጕዳይ የሆዋ ስምዑ፦+