-
ኣሞጽ 5:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ነቶም ኣብ ኣፍ ደገ ኸተማ ዚገንሑ ይጸልእዎም፡
ነቶም ሓቂ ዚዛረቡ ይፍንፍንዎም እዮም።+
-
-
ኣሞጽ 5:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ግዜ መዓት ኪኸውን እዩ እሞ፡+
ስለዚ፡ እቶም ልቦና ዘለዎም ሽዑ ስቕ ኪብሉ እዮም።
-