ኤርምያስ 30:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ከድሕነካስ ምሳኻ እየ” ይብል የሆዋ። “ንዅሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ኣህዛብ ደኣ ኸጽንት እየ፣+ንዓኻ ግና ኣይከጽንተካን እየ።+ ብልክዕ ክግስጸካ* እየ እምበር፡ከይቀጻዕኩስ ኣይክሓድገካን እየ።”+
11 “ከድሕነካስ ምሳኻ እየ” ይብል የሆዋ። “ንዅሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ኣህዛብ ደኣ ኸጽንት እየ፣+ንዓኻ ግና ኣይከጽንተካን እየ።+ ብልክዕ ክግስጸካ* እየ እምበር፡ከይቀጻዕኩስ ኣይክሓድገካን እየ።”+