እዝራ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እታ ሻውዐይቲ ወርሒ+ ምስ መጸት፡ እስራኤላውያን* ከኣ ኣብ ከተማታቶም ከለዉ፡ ብሓደ ሰሚሮም ኣብ የሩሳሌም ተኣከቡ። ኤርምያስ 30:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+ ህዝቅኤል 39:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንምሩኻት ያእቆብ ክመልሶም፡+ ንብዘሎ ቤት እስራኤል ድማ ክምሕሮ እየ፣+ ነቲ ቕዱስ ስመይ ከኣ ብቕንኣት ክከላኸለሉ እየ።*+
3 “እንሆ፡ ንምሩኻት ህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን ዚእክበለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ”+ ይብል የሆዋ፡ “ናብታ ንኣቦታቶም ዝሃብክዎም ምድሪ ድማ ክመልሶም እየ፣ ንሳቶም እውን መሊሶም ኪርስተይዋ እዮም” ይብል የሆዋ።’”+
25 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንምሩኻት ያእቆብ ክመልሶም፡+ ንብዘሎ ቤት እስራኤል ድማ ክምሕሮ እየ፣+ ነቲ ቕዱስ ስመይ ከኣ ብቕንኣት ክከላኸለሉ እየ።*+