ሆሴእ 4:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣታ እስራኤል፡ ንስኻ እኳ እንተ መንዘርካ፡+ይሁዳ ኣይበድል።+ ናብ ጊልጋል+ ወይ ናብ ቤት-ኣዌን+ ኣይትምጽኡ፣‘ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ!’ ኢልኩም እውን ኣይትምሓሉ።+ ኣሞጽ 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ‘ናብ ቤት-ኤል ንዑ እሞ ኣብሱ፣*+ኣብ ጊልጋል እውን ብዝያዳ ኣብሱ!+ ንግሆ መስዋእትኹም፡+ብሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ዕሽርኩም+ ኣምጽኡ።
15 ኣታ እስራኤል፡ ንስኻ እኳ እንተ መንዘርካ፡+ይሁዳ ኣይበድል።+ ናብ ጊልጋል+ ወይ ናብ ቤት-ኣዌን+ ኣይትምጽኡ፣‘ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ!’ ኢልኩም እውን ኣይትምሓሉ።+