2 ዜና መዋእል 36:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+ መዝሙር 137:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣቲ ኣብ ቀረባ ግዜ እትዓንዊ ጓል ባቢሎን፡+ከምቲ ዝገበርክና ግብሪ ዚፈድየክስ፡+ሕጉስ ኪኸውን እዩ።
17 ስለዚ፡ ንንጉስ ከለዳውያን ኣንጻሮም ኣደየቦ፣+ ንሱ ኸኣ፡ ኣጕባዞም ኣብ ቤተ መቕደሶም+ ብሰይፊ ቐተለ፣+ ንጐበዝ ኰነ ንድንግል፡ ንዓብዪ ዀነ ንኣረጊት ኣይራሕርሐን።+ ኣምላኽ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ።+