መዝሙር 78:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ከመይሲ፡ ብኣምላኽ ኣይኣመኑን፣+ኬድሕኖም ከም ዚኽእል እውን ብእኡ ኣይተኣመኑን።* ኤርምያስ 17:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ብሰብ ዚእመን፡*+ኣብ ሓይሊ ሰብ ከኣ ዚጽጋዕ፡*+ልቡ ድማ ካብ የሆዋ ዚርሕቕ ሰብ* ርጉም ይኹን።