ሃጌ 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኸምዚ ይብል፦ ‘ድሕሪ ቝሩብ፡ ገና ሓንሳእ ንሰማያትን ንምድርን ንባሕርን ንንቑጽ ምድርን ከናውጾም እየ።’+ እብራውያን 12:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ሽዑ፡ ድምጹ ንምድሪ ኣናዊጽዋ እዩ፣+ ሕጂ ግና፡ “ገና ሓንሳእ ንምድሪ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንሰማይ እውን ከናውጾ እየ” ኢሉ ኣተስፍዩ ኣሎ።+ 27 እዚ “ገና ሓንሳእ” ዚብል ቃል፡ ዘይተናወጸ ነገራት ጸኒዑ ምእንቲ ኺነብር፡ እተናወጸ ነገራት፡ ማለት እተገብረ ነገራት፡ ከም ዜልግስ እዩ ዜመልክት።
26 ሽዑ፡ ድምጹ ንምድሪ ኣናዊጽዋ እዩ፣+ ሕጂ ግና፡ “ገና ሓንሳእ ንምድሪ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንሰማይ እውን ከናውጾ እየ” ኢሉ ኣተስፍዩ ኣሎ።+ 27 እዚ “ገና ሓንሳእ” ዚብል ቃል፡ ዘይተናወጸ ነገራት ጸኒዑ ምእንቲ ኺነብር፡ እተናወጸ ነገራት፡ ማለት እተገብረ ነገራት፡ ከም ዜልግስ እዩ ዜመልክት።