ሚክያስ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣቲ ጓል ጽዮን፡ ተንስኢ፡ ኣኺዲ፣+ኣነስ ንኣቕርንትኺ ናብ ሓጺን ክልውጦ፡ንሸዀናታትኪ ኸኣ ናብ ነሓሲ ኽልውጦ እየ፣ንስኺ ኸኣ ብዙሓት ህዝብታት ከተድቅቒ ኢኺ።+ ረብሓ ሸፈጦም ንየሆዋ፡ጥሪቶም እውን ነቲ ናይ ሓቂ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ኽትውፍዪ ኢኺ።”+ ዘካርያስ 9:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪከላኸለሎም እዩ፣ንሳቶም እውን እምኒ ወንጭፍ ኪውሕጡን ኪረግጹን እዮም።+ ኪሰትዩ፡ ከም ብወይኒ ዝሰኸሩ ድማ ነውጻማት ኪዀኑ እዮም። ከም ጭሔሎ፡ከም መኣዝናት መሰውኢ ኸኣ ኪምልኡ እዮም።+
13 ኣቲ ጓል ጽዮን፡ ተንስኢ፡ ኣኺዲ፣+ኣነስ ንኣቕርንትኺ ናብ ሓጺን ክልውጦ፡ንሸዀናታትኪ ኸኣ ናብ ነሓሲ ኽልውጦ እየ፣ንስኺ ኸኣ ብዙሓት ህዝብታት ከተድቅቒ ኢኺ።+ ረብሓ ሸፈጦም ንየሆዋ፡ጥሪቶም እውን ነቲ ናይ ሓቂ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ኽትውፍዪ ኢኺ።”+
15 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪከላኸለሎም እዩ፣ንሳቶም እውን እምኒ ወንጭፍ ኪውሕጡን ኪረግጹን እዮም።+ ኪሰትዩ፡ ከም ብወይኒ ዝሰኸሩ ድማ ነውጻማት ኪዀኑ እዮም። ከም ጭሔሎ፡ከም መኣዝናት መሰውኢ ኸኣ ኪምልኡ እዮም።+