ዘጸኣት 14:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሽዑ፡ እቲ ቐቅድሚ እቲ ሰፈር ዚኸይድ ዝነበረ መልኣኽ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ+ ተላዒሉ ናብ ድሕሪኦም ከደ፣ እቲ ቕድሚኦም ዝነበረ ዓንዲ ደበና ኸኣ ናብ ድሕሪኦም ግዒዙ ኣብኡ ደው በለ።+ ዘጸኣት 23:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 “ኣብ መገዲ ኺሕልወካን ናብታ ዘዳለኽዋ ቦታ ኼእትወካን+ መልኣኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ።+
19 ሽዑ፡ እቲ ቐቅድሚ እቲ ሰፈር ዚኸይድ ዝነበረ መልኣኽ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ+ ተላዒሉ ናብ ድሕሪኦም ከደ፣ እቲ ቕድሚኦም ዝነበረ ዓንዲ ደበና ኸኣ ናብ ድሕሪኦም ግዒዙ ኣብኡ ደው በለ።+