2 ነገስት 23:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ብዘመኑ ኸኣ፡ ፈርኦን ኔኮ ንጉስ ግብጺ ንንጉስ ኣሶር ኪቀባበሎ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ መጸ፣ ንጉስ ዮስያስ ድማ ኪገጥመሉ ወጸ፣ ግናኸ፡ ኔኮ ምስ ረኣዮ፡ ኣብ መጊዶ ቐተሎ።+ 2 ዜና መዋእል 35:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ዮስያስ ግና ካብኡ ኣይተመልሰን፣ የግዳስ፡ ምስኡ ኺዋጋእ ትርኢቱ ለወጠ፣+ ነቲ ኻብ ኣፍ ኣምላኽ ዝመጸ ቓል ኔኮ ኸኣ ኣይሰምዖን። ኣብ ጐልጐል መጊዶ ድማ ኪዋጋእ መጸ።+
29 ብዘመኑ ኸኣ፡ ፈርኦን ኔኮ ንጉስ ግብጺ ንንጉስ ኣሶር ኪቀባበሎ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ መጸ፣ ንጉስ ዮስያስ ድማ ኪገጥመሉ ወጸ፣ ግናኸ፡ ኔኮ ምስ ረኣዮ፡ ኣብ መጊዶ ቐተሎ።+
22 ዮስያስ ግና ካብኡ ኣይተመልሰን፣ የግዳስ፡ ምስኡ ኺዋጋእ ትርኢቱ ለወጠ፣+ ነቲ ኻብ ኣፍ ኣምላኽ ዝመጸ ቓል ኔኮ ኸኣ ኣይሰምዖን። ኣብ ጐልጐል መጊዶ ድማ ኪዋጋእ መጸ።+