ህዝቅኤል 33:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ‘“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ “እኩይ መገዱ ቐዪሩ+ ብህይወት ኪነብር እምበር፡+ ብሞት እኩይ ባህ ኣይብለንን እዩ።+ ካብ ክፉእ መገድታትኩም ተመለሱ፡ ተመለሱ፣+ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ስለምንታይከ እትሞቱ፧”’+ በሎም። ሚልክያስ 3:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ካብ ዘመን ኣቦታትኩም ኣትሒዝኩም ካብ ስርዓታተይ ኣልጊስኩም ኢኹም፡ ኣይሓሎኹምዎን እውን።+ ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ እውን ናባኻትኩም ክምለስ እየ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። ንስኻትኩም ግና፡ “ከመይ ጌርና ኢና ኽንምለስ፧” ትብሉ ኣለኹም።
11 ‘“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ “እኩይ መገዱ ቐዪሩ+ ብህይወት ኪነብር እምበር፡+ ብሞት እኩይ ባህ ኣይብለንን እዩ።+ ካብ ክፉእ መገድታትኩም ተመለሱ፡ ተመለሱ፣+ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ስለምንታይከ እትሞቱ፧”’+ በሎም።
7 ካብ ዘመን ኣቦታትኩም ኣትሒዝኩም ካብ ስርዓታተይ ኣልጊስኩም ኢኹም፡ ኣይሓሎኹምዎን እውን።+ ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ እውን ናባኻትኩም ክምለስ እየ”+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። ንስኻትኩም ግና፡ “ከመይ ጌርና ኢና ኽንምለስ፧” ትብሉ ኣለኹም።