መሳፍንቲ 6:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ሽዑ፡ መንፈስ የሆዋ ኣብ ልዕሊ ጊዴዎን መጸ፣*+ ንሱ ኸኣ መለኸት ነፍሐ፣+ ኣቢ-ዔዘራውያን+ ድማ ተኣኪቦም ሰዓብዎ። መሳፍንቲ 15:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ናብ ሌሒ ምስ መጸ ኸኣ፡ እቶም ፍልስጥኤማውያን ብዓወት እናጨደሩ ተቐበልዎ። ሽዑ፡ መንፈስ የሆዋ ኣኽእሎ ሃቦ፣+ እቲ ኣብ ቀላጽሙ ዝነበረ ኣግማድ ከኣ ብሓዊ ኸም ዝሓረረ ፈትሊ ልሕጺ እንጣጢዕ ኰነ፣ መእሰሪኡ ድማ ኣብ ኣእዳዉ መኸኸ።+
14 ናብ ሌሒ ምስ መጸ ኸኣ፡ እቶም ፍልስጥኤማውያን ብዓወት እናጨደሩ ተቐበልዎ። ሽዑ፡ መንፈስ የሆዋ ኣኽእሎ ሃቦ፣+ እቲ ኣብ ቀላጽሙ ዝነበረ ኣግማድ ከኣ ብሓዊ ኸም ዝሓረረ ፈትሊ ልሕጺ እንጣጢዕ ኰነ፣ መእሰሪኡ ድማ ኣብ ኣእዳዉ መኸኸ።+