ማቴዎስ 18:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ነፍሲ ወከፍኩም ንሓዉ ኻብ ልቡ ዘይሓድገሉ እንተ ዀይኑ፡+ እቲ ሰማያዊ ኣቦይ ድማ ከምኡ ኺገብረኩም እዩ።”+ ያእቆብ 2:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ምሕረት ዘይገብርሲ፡ ብዘይ ምሕረት እዩ ዚፍረድ።+ ምሕረት ኣብ ልዕሊ ፍርዲ ትዕወት እያ።