ምሳሌ 21:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣውያት ትሑት ከይሰምዕ እዝኑ ዚደፍን፡ንሱ እውን ይጽውዕ እሞ ምላሽ ኣይረክብን።+ ማቴዎስ 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “መሓርቲ+ ኺምሓሩ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም። ማቴዎስ 6:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንሰብ በደሎም እንተ ዘይሓዲግኩምሎም ግና፡ ንዓኻትኩም እውን ኣቦኹም በደልኩም ኣይኪሓድገልኩምን እዩ።+ ሉቃስ 6:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ከምቲ ኣቦኹም መሓሪ ዝዀነ፡ መሓርቲ ኹኑ።+