ሉቃስ 12:29-31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 እምበኣር፡ እትበልዕዎን እትሰትይዎን ደጊም ኣይትድለዩ፡ ደጊም እውን ኣይትጨነቑ፣+ 30 ነዚ ዅሉስ ኣህዛብ ዓለም ኣጸቢቖም ይደልይዎ እዮም፣ እዚ ዅሉ ኸም ዜድልየኩም ግና ኣቦኹም ይፈልጥ እዩ።+ 31 መንግስቱ ደኣ ብቐጻሊ ድለዩ፣ እዚ ድማ ይውሰኸልኩም።+
29 እምበኣር፡ እትበልዕዎን እትሰትይዎን ደጊም ኣይትድለዩ፡ ደጊም እውን ኣይትጨነቑ፣+ 30 ነዚ ዅሉስ ኣህዛብ ዓለም ኣጸቢቖም ይደልይዎ እዮም፣ እዚ ዅሉ ኸም ዜድልየኩም ግና ኣቦኹም ይፈልጥ እዩ።+ 31 መንግስቱ ደኣ ብቐጻሊ ድለዩ፣ እዚ ድማ ይውሰኸልኩም።+