መዝሙር 34:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሽደናት ኣናብስ እኳ ስኢኖም ይጠምዩ፣እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን።+ ማቴዎስ 6:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 “ስለዚ፡ ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽድቁን ብቐጻሊ ድለዩ፣ እዚ ዅሉ ድማ ይውሰኸልኩም።+ 1 ጢሞቴዎስ 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከመይሲ፡ ኣካላዊ ስልጠና ንቝሩብ እዩ ዚጠቅም፣ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ግና ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወትን ነታ እትመጽእ ህይወትን ተስፋ ስለ ዘለዎ፡ ንዅሉ እዩ ዚጠቅም።+
8 ከመይሲ፡ ኣካላዊ ስልጠና ንቝሩብ እዩ ዚጠቅም፣ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነት ግና ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወትን ነታ እትመጽእ ህይወትን ተስፋ ስለ ዘለዎ፡ ንዅሉ እዩ ዚጠቅም።+