ማቴዎስ 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እንሆ ድማ፡ ካብ ሰማያት፡ “ዝሰምሮ ፍቑር ወደይ እዚ እዩ”+ ዚብል ድምጺ መጸ።+ ማቴዎስ 17:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ብሩህ ደበና ኣጐልበቦም፣ እንሆ ድማ፡ ካብቲ ደበና፡ “ዝሰምሮ ፍቑር ወደይ እዚ እዩ።+ ንዕኡ ስምዕዎ”+ ዚብል ድምጺ መጸ።