2 ሳሙኤል 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣቐዲሙ፡ ሳኦል ኣብ ልዕሌና ነጊሱ ኸሎ፡ ንስኻ ንእስራኤል ኣብ ወፈራታቱ ትመርሖ* ኔርካ።+ የሆዋ ኸኣ ንዓኻ፡ ‘ንስኻ ንህዝበይ እስራኤል ክትጓሲ ኢኻ፣ ንስኻ ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል መራሒ ኽትከውን ኢኻ’ ኢሉካ እዩ” በልዎ።+ ሚክያስ 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣቲ ቤት-ልሄም ኤፍራታ፡+ኣቲ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ንምዃን ዝነኣስኪ፡ካባኺ እቲ ኣብ እስራኤል ገዛኢ ዝዀነለይ፡+እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ፡ ካብ መዓልትታት ቀደም ዝዀነ ኺወጽእ እዩ።
2 ኣቐዲሙ፡ ሳኦል ኣብ ልዕሌና ነጊሱ ኸሎ፡ ንስኻ ንእስራኤል ኣብ ወፈራታቱ ትመርሖ* ኔርካ።+ የሆዋ ኸኣ ንዓኻ፡ ‘ንስኻ ንህዝበይ እስራኤል ክትጓሲ ኢኻ፣ ንስኻ ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል መራሒ ኽትከውን ኢኻ’ ኢሉካ እዩ” በልዎ።+
2 ኣቲ ቤት-ልሄም ኤፍራታ፡+ኣቲ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ንምዃን ዝነኣስኪ፡ካባኺ እቲ ኣብ እስራኤል ገዛኢ ዝዀነለይ፡+እቲ መበቈሉ ኻብ ጥንቲ፡ ካብ መዓልትታት ቀደም ዝዀነ ኺወጽእ እዩ።