-
ሉቃስ 4:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ዓዱ ተቐባልነት ዚረክብ ነብዪ የልቦን።+
-
-
ዮሃንስ 4:44መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
44 የሱስ ባዕሉ ግና፡ ነብዪ ኣብ ዓዱ ኸም ዘይከብር መስከረ።+
-