ማቴዎስ 13:57 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 57 ብእኡ ድማ ተዓንቀፉ።+ የሱስ ግና፡ “ነብዪ ብዘይካ ኣብ ዓዱን ኣብ ቤቱን ኣይንዓቕን እዩ” በሎም።+ ማርቆስ 6:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 የሱስ ግና፡ “ነብዪ ብዘይካ ኣብ ዓዱን ኣብ ኣዝማዱን ኣብ ቤቱን ኣይነዓቕን እዩ” በሎም።+ ዮሃንስ 4:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 የሱስ ባዕሉ ግና፡ ነብዪ ኣብ ዓዱ ኸም ዘይከብር መስከረ።+