-
ማርቆስ 6:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ሄሮድስሲ ንዮሃንስ፡ ጻድቕን ቅዱስን ሰብኣይ ምዃኑ ፈሊጡ ይፈርሆ ነበረ፣+ ይሕልዎ ኸኣ ነበረ። መምስ ሰምዖ ድማ፡ ዚገብሮ ይጠፍኦ ነበረ፣ ግናኸ፡ ተሓጒሱ ይሰምዖ ነበረ።
-
-
ሉቃስ 1:67መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
67 ንኣቦኡ ዘካርያስ ድማ መንፈስ ቅዱስ መልኦ እሞ፡ ከምዚ ኢሉ ተነበየ፦
-