ኢሳይያስ 40:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ “መገዲ የሆዋ ጽረጉ!*+ ኣብ ምድረ በዳ ንኣምላኽና ጐደና+ ኣቕንዑ።+ ሚልክያስ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “እንሆ፡ ልኡኸይ እልእኽ ኣለኹ፣ ንሱ ድማ ቀቅድመይ መገዲ ኺጸርግ* እዩ።+ ብሃንደበት ከኣ እቲ እትደልይዎ ናይ ሓቂ ጐይታ ናብ ቤተ መቕደሱ ኺመጽእ እዩ፣+ እቲ ብእኡ ደስ ዝበለኩም ልኡኽ እቲ ኺዳን ድማ ኪመጽእ እዩ። እንሆ፡ ብርግጽ ኪመጽእ እዩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። ማቴዎስ 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ብነብዪ ኢሳይያስ፡+ “ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ ‘መገዲ የሆዋ* ኣዳልዉ! ጽርግያታቱ ኣቕንዑ’”+ ተባሂሉ እተነግረሉ ንሱ እዩ።
3 “እንሆ፡ ልኡኸይ እልእኽ ኣለኹ፣ ንሱ ድማ ቀቅድመይ መገዲ ኺጸርግ* እዩ።+ ብሃንደበት ከኣ እቲ እትደልይዎ ናይ ሓቂ ጐይታ ናብ ቤተ መቕደሱ ኺመጽእ እዩ፣+ እቲ ብእኡ ደስ ዝበለኩም ልኡኽ እቲ ኺዳን ድማ ኪመጽእ እዩ። እንሆ፡ ብርግጽ ኪመጽእ እዩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።