ዘሌዋውያን 19:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “‘ኣብ ልዕሊ ደቂ ህዝብኻ ሕነ ኣይትፍደን+ ኣይትቀየምን፣ ንብጻይካ ኸኣ ከም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።+ ኣነ የሆዋ እየ። ማቴዎስ 22:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 እታ እትመስላ ኻልአይታ እዚኣ እያ፦ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።’+ ማርቆስ 12:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እታ ኻልአይቲ እዚኣ እያ፦ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።’+ ካብዚኣተን እትዓቢ ኻልእ ትእዛዝ የላን።” ሉቃስ 10:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ንሱ ኸኣ፡ “‘ንየሆዋ* ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን* ብምሉእ ሓይልኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን+ ኣፍቅሮ፡’ ድማ፡ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’” ኢሉ መለሰሉ።+ ሮሜ 13:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ኣይትተምነ”+ ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”+ ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ።
27 ንሱ ኸኣ፡ “‘ንየሆዋ* ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን* ብምሉእ ሓይልኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን+ ኣፍቅሮ፡’ ድማ፡ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’” ኢሉ መለሰሉ።+
9 እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡+ ኣይትቕተል፡+ ኣይትስረቕ፡+ ኣይትተምነ”+ ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”+ ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ።