ማቴዎስ 6:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 መንግስትኻ+ ትምጻእ። ፍቓድካ+ ኸምቲ ኣብ ሰማይ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን።+ ዮሃንስ 12:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ሕጂ ተረቢሸ ኣለኹ፡*+ እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ኣቦ፡ ካብዛ ሰዓት እዚኣ ኣድሕነኒ።+ ግናኸ፡ ምእንቲ እዚ እየ ናብዛ ሰዓት እዚኣ ዝመጻእኩ።